
ኣብዛ 3ይቲ ፖድካስተይ ብዛዕባ፥ blacklivesmatter ምድጋፍና፥ ንእምነትናን፥ ልምድናን፥ ባህልናን ከምጽኦ ዝኽእል ሳዕቤናት ስለ ዝተራእየኒ፥ በቲ ንዓለም ዝጥዕማ ኣገባብ ዘይኮነስ፥ ከም ስርዓት ሃይማኖትናን፥ ባህልናን ክንድግፍን ክንቃወምን ከምዝግብኣና'ዩ።ከምኡ'ውን ብተዛማዲ ስለ ኣብ ሃገርናን፥ ቤተክርስቲያናን ዝግበር ዘይርትዓዊን፥ ሕጋውን፥ ንስርዓተ ቤተሰብ ከምዝሃስዮ'ውን ተዛሪበ ኣለኹ።ብቪድዮ መልክዕ'ውን ስለ ዘዳልዎ፥ እንተመሪጽኩሙ ኣብ ናተይ ቻነል ክትረኽብዎ ትኽእሉ።https://www.youtube.com/channel/UCuhWCm0hUTrTLHjg1x4Ts0Q?view_as=subscriber
Jun 14, 2020
1 hr

ኣብ ካልኣይ መደብ ብጸጋ ኣምላኽ፥ምስ ዲያቆን ተስፋይ ብዛዕባ እዚ ብሰብ ሞያን፣ መንግስትን ነዚ ሓደገኛ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣብዝኾነ ይኹን ቦታ ብብዝሒ ኣይትተኣከቡ ዝብል መምርሒ፡ ንቤተ ጸሎታት ብፍላይ ስለ ዝውክል፡ ንሕና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብኸመይ ክንሪኦ ይግበኣና ኣብ ዝብል ብሰፊሕ ዘቕረብክዎ መደብ ናባኹም የብሎ፡ ሰናይ ምክትታል።
Mar 20, 2020
1 hr 7 min

You should know this about Covid-19 for Habeshas (tigrigna) with Assistant physician deacon Medhanie
Physician Assistant deacon Medhanie talks about Covid-19 and how we Christians should react to it.
Mar 14, 2020
1 hr 25 min
