By God's Grace ብጸጋ ኣምላኽ
By God's Grace ብጸጋ ኣምላኽ
ዲያቆን መድሃኔ ኪዳነ
"እዚ ካብ ሰብ ሞያን፣ መንግስትን ዝወሃበና ዘሎ መምርሒ ብሕማቅ ክንሪኦ የብልናን"
1 hour 7 minutes Posted Mar 20, 2020 at 1:00 am.
0:00
1:07:49
Download MP3
Show notes

ኣብ ካልኣይ መደብ ብጸጋ ኣምላኽ፥
ምስ ዲያቆን ተስፋይ ብዛዕባ እዚ ብሰብ ሞያን፣ መንግስትን ነዚ ሓደገኛ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣብዝኾነ ይኹን ቦታ ብብዝሒ ኣይትተኣከቡ ዝብል መምርሒ፡ ንቤተ ጸሎታት ብፍላይ ስለ ዝውክል፡ ንሕና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብኸመይ ክንሪኦ ይግበኣና ኣብ ዝብል ብሰፊሕ ዘቕረብክዎ መደብ ናባኹም የብሎ፡ ሰናይ ምክትታል።